4.1 መሕትት ምእታው እቲ ደላይ ዑቕባ ነቲ መሕትት ዑቕባኡ ብኣካል ኣብ ሓደ ጨንፈር ናይ ፌደራላዊ ቤትጽሕፈት ፍልሰትን ስደተኛታትን የእቱ። ዜሰንብድ ተሞክሮ ማህሰይቲ ንዘጋጠሞም ሰባት፡ እቲ ቃለ-መሕትት ብሓደ በዚ ፍሉይ ክእለት ዘጥረየ ወሳኒ ኪካየደሎም ዚደልዩ እንተኾይኖም፡ ነቲ መሕትት ኣብ ዘቕርብሉ እዋን ምስኡ ነዚ ሕቶ ኬቕርቡ ይግባእ። እቲ መሕትት ዑቕባ ናብቲ ፌደራላዊ ቤት ጽሕፈት ምስ ኣተወ፡ ንሰለስተ…

5 ተርታ መስርሕ ፍልሰት፡ ዝምልከቶም ኣብያተ ጽሕፈትን ኣገደስቲ ሰነዳትን ፌደራላዊ ቤት ጽሕፈት ፍልሰትን ስደተኛታትን ኣብቲ „ፈላሚ ምእዘና ንደለይቲ ዑቕባ“ ዘርእስቱ በራሪ ጽሑፉ፡ ሓደ ደላይ ዑቕባ ብግዲ ኪሓልፈን ዘለዎ ዘለዎ መዓርፎታት/ መሓጣታት ብዝምልከት ሓጺር መግለጺ ሂቡ ኣሎ። እቲ ሰነድ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ተዳልዩ ኣሎ። 5.1 ምእታው፡ – ምዝገባ ከም ደላይ ዑቕባ ስደተኛታት ናብዚ ሃገር ድሕሪ ምእታዎም ብቐጥታ…

ስደተኛታት ፓለቲካ ብመሰረት ዓንቀጽ 16ሀ ሰረተ-ሕጊ እዚ ነቶም ኣብኡ ዑቕባ ኪሓቱ እንናኸኣሉ እንከለዉ ብወሑስ ሳልሳይ ሃገር ኣቢሎም ናብ ጀርመን ዝኣተዉ (መስርሕ ዳብሊን ተመልከት) ብምኽንያት ፖለቲካ ዝተሰደዱ ሓተትቲ ዑቕባ ኣይምልከትን እዩ። ውሑሳት ሳልሳይ ሃገራት ዝበሃላ ከኣ ኩለን ኣባላት ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ፡ ሮሪወይን ስዊዘርላንድን እየን። በዚ ምኽንያትዚ፡ ተቐባልነት ነቶም ብቐጥታ ብመገዲ ኣየር ነዘን ሃገራት ከይረገጹ ንዝመጹ ጥራሕ…

መሰል ዑቕባ ንስደተኛታት ፖለቲካ ኣብ ቅዋም ፌደራላዊ ሪፓብሊክ ጀርመን ኣብ ሰረት-ሕጊ ዓንቀጽ 16ሀ ከም መሰረታዊ መሰል ተገሊጹ ኣሎ። ሰባት ከም ስደተኛ ፖለቲካ ዚቑጸሩ፡ ናብ መበቆል ሃገሮም እንተተመሊሶም ንኸቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላቶም ዝቃልዑ እንተኾይኖም እዩ። ኣብ መበቆል ሃገሮም ብምኽንያት ዓሌቶም፡ እምነቶም፡ ብሄሮም/ዜግነቶም፡ ፖለትካዊ ርእይቶኦም፡ ማሕበራዊ ርክባቶም፡ ስደት ዘጋጥሞም እንተኾይኑ፡ ዑቕባ ንምርካብ መሰል ኣለዎም። ኣብ ልዕሊዚ ሃገራዊ…

ኣብ ጀርመን ነፍስወከፍ ሓምሻይ ሰብ ናይ መጻእተኛ ድሕረባይታ ኣለዎ። ካብቶም 17.1 ሚልዮን ናብ ጀርመን ዘለዉ መጽእተኛታት፡ ክልተ ሲሶ ባዕሎም ዝመጹ ኪኾንሁን ከለዉ፡ ሓደ ሲሶ ድማ ኣብዚ ዝተወልዱ እዮም። ካብዚኣቶም እቲ ዝዓበየ ክፋል 25% ዝኾኑ ድሒሮም ካብ ሕብረት ሶቪየት ዝተሰደዱ ትውልደ-ጀርመናውያን እዮም። ቀጺሎም 18% ዝኾኑ ትውልደ-ቱርኪ ዝኾኑ መጻእተኛታት ይርከብዎም። ኣብ ኩለን ሃገራት ኣውሮጳ ካብ ዝርከቡ ትውልደ-ኣውሮጳውያን…

ሃገር ጀርመን ንሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ዝምልከት ኩለን ውዕላት ሕብረት ኣውሮጳን፡ ቤት ምኽሪ ኣውሮጳን፡ ሕቡራት ሃገራትን፡ ከምኡውን ብ1948 ዝጸደቐ ሓፈሻዊ መግለጺ ሰብኣዊ መሰላት ብክታም ኣጽዲቓ እያ። ነቲ ብቅዋም ሃገር ዝተሓንጸጸ ሰብኣዊን መሰረታዊን መሰላት ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ይትግበር ከምዘሎ ንምርግጋጽ፡ ተቖጻጸርቲ ኣካላት ኪቖሙ ተጌሩ ኣሎ። ስለዚ ድማ ካብ 1998 ኣትሒዙ፡ ኣብ ፓርላማ ጀርመን ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላትን ረድኤትን…

እቲ ብዕለት 08.05.1949 ዝጸደቐ ሰረተ ሕጊ፡ ናይ ፌደራላዊ ሪፓብሊክ ጀርመን ቅዋም መንግስቲ እዩ። መእተዊ፡ መሰረታውያን መሰላትን ምሕደራዊ ክፍልታት ከኣ ይርከብዎ። ኣብቲ መሰረታውያን መሰላት ዝብል ክፋል፡ ከም እኒ ክብሪ ሰብ፡ ማዕርነት ሰብኣይን ሰበይትን፡ ነጻነት እምነት፡ ናይ ሓሳብካ ምግላጽ ነጻነት፡ ናይ ምእካብ ነጻነት፡ ናይ ሞያ ነጻነት፡ ናይ ስነ ጥበብን ሰን ፍልጠትን ምርምርን ትምህርትን ነጻነት፡ ሓለዋ ቤተሰብ፡ ሓለዋ…

1. Bewerbung in Deutschland: Diese Voraussetzungen müssen erfüllt sein Wenn Flüchtlinge in Deutschland arbeiten wollen, müssen sie bestimmte Voraussetzungen erfüllen. Zuerst muss eine Genehmigung durch die Ausländerbehörde vorliegen. Nach dem Asylgesetz dürfen Flüchtlinge, die seit mindestens drei Monaten in Deutschland leben und deren Asylantrag in Bearbeitung ist, arbeiten, wenn sie eine Erlaubnis der Bundesagentur für…

1. Geflüchtete in Deutschland: Diese Voraussetzungen müssen erfüllt sein Innerhalb der ersten drei Monate nach der Ankunft in Deutschland besteht für Flüchtlinge ein Beschäftigungsverbot. Ist diese Frist abgelaufen, dürfen Sie mit einer Erlaubnis der Bundesagentur für Arbeit einer bezahlten Beschäftigung nachgehen, sofern Ihr Asylantrag noch in der Prüfung ist. Außerdem muss eine Aufenthaltserlaubnis gegeben sein.…

Jobs für Menschen auf der Flucht? Weil zu den Themen Arbeitserlaubnis oder Sprachkurse für Asylsuchende immer noch viele Fragen aufkommen, haben wir die wichtigsten in einem FAQ beantwortet und hilfreiche Links zusammengestellt.   obs für Menschen auf der Flucht? Weil zu den Themen Arbeitserlaubnis oder Sprachkurse für Asylsuchende immer noch viele Fragen aufkommen, haben wir…