Ubuntu Newcomer Portal(BETA)

Info Pool

  • Themen
    • ምኽሪ
    • ቤት-ጽሕፈት
    • ትምህርቲ ሞያን ስራሕን
    • ደቂ ኣንስትዮ
    • ም ዝንጋዕን ስፖርትን
    • ጥዕና
    • ስሩዕ ፕሮግራማት
    • መንበሪ ቤት
  • ድርጊት
    • በጋራ መሰባሰብ
    • ማብሰል
    • ኪነጥበብ እና ባህል
    • ሙዚቃ እና ዳንስ
    • ሴሚናር እና ትምህርት
    • መዝናኛ እና ስፖርት
    • በየዓይነቱ
  • Ressourcen
    • Community
      • Account
  • Wie funktioniert es?
  • Account
    • Account
    • Profil editieren
  • tiTigrinya
    • enEnglish
    • deDeutsch
    • amAmharic
    • arالعربية
    • faفارسی
Primary - Tigrinya
  • Themen
    • ምኽሪ
    • ቤት-ጽሕፈት
    • ትምህርቲ ሞያን ስራሕን
    • ደቂ ኣንስትዮ
    • ም ዝንጋዕን ስፖርትን
    • ጥዕና
    • ስሩዕ ፕሮግራማት
    • መንበሪ ቤት
  • ድርጊት
    • በጋራ መሰባሰብ
    • ማብሰል
    • ኪነጥበብ እና ባህል
    • ሙዚቃ እና ዳንስ
    • ሴሚናር እና ትምህርት
    • መዝናኛ እና ስፖርት
    • በየዓይነቱ
  • Ressourcen
    • Community
      • Account
  • Wie funktioniert es?
  • Account
    • Account
    • Profil editieren
  • tiTigrinya
    • enEnglish
    • deDeutsch
    • amAmharic
    • arالعربية
    • faفارسی

(Start ins Deutsche – Studierende unterrichten Flüchtlinge) ስታርት ኢንስ ዶቸ – ስቱዴረንደ ኡንተርክተን ፍሉክትሊንግ

BegleitungSprachförderungትምህርቲ
Add Photos
Write a Review

ስታርት ኢንስ ዶቸ – ስቱዴረንደ ኡንተርክተን ፍሉክትሊንግ (መበገሲ ቛንቋ ጀርመን – ተምሃሮ ንስደተኛታት ይምህርዎም) ዚብሃል ፕሮጀክት ብዩኒቨርሲቲ ጎት ናይ ፍራንክፈርት ዚካየድ እዩ። ተምሃሮ ናይ ቋንቋ ጀርመን ስልጠናታት እናሃቡ ንስደተኛታት ይሕግዝዎም። ኣብ ጀርመን ቀልጢፍካ ምስ ሕብረተሰብ ንምውህሃድ ቋንቋ ናይ ምዝራብ ምልከት እቲ ቐንዲ ነገር እዩ። እዚ ፕሮጀክት፣ ስደተኛታት ምስ ናይ ጀርመን ህይወት ምእንቲ ኺወሃሃዱ ብንጥፈት ኣበርክቶ ይገብር። ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ናይ 2016 ድሕሪ ዝተገብረ ዕዉት ናይ ፈተነ መድረኽ፣ ኣብዚ ግዜዚ ናይ ፍራንክፈርት ተምሃሮ ምስ ካልኦት ብዙሓት ተምሃሮ ብምዃን ቋንቋ ጀርመን ብወለንታኦም ንምምሃር ዕድል ረኺቦም ኣለዉ። እቶም ኣስተምህሮታት ንስደተኛታት ብፍላይ ተባሂሎም ዝተዳለዉ እዮም፤ እቶም ተምሃሮ ኸኣ ናይ ክልተ መዓልታት ግድነታዊ ስልጠና ቐሲሞም ብጽቡቕ ዝተዳለዉ እዮም። እቲ መደብ ብወፈያታት ዚምወል እዩ፤ ብሳላ ደገፍ ዮሃኒተር ኡንፋልሂልፍ ዝተባህለ ጀርመናዊ ገባር ሰናይ ትካል፣ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ጀርመንን ማድሸንቡሮ ፍራንክፈርትን (ንኣዋልድ ዚሓሊ ማሕበር መንእሰያት) ከኣ ሰፊሑ ኣሎ። እቲ መደብ እዚ ዚስዕብ ኣበርክቶ ይገብር፣-
• ተምሃሮ ኣብቲ ስራሕ ከም ዚጽንበሩ ይገብር
• ስደተኛታት ቋንቋ ጀርመን ኬጽንዑ
• ናይ ስደት ድሕረ ባይታ ዝነበሮም ተምሃሮ‘ውን ናይ ቋንቋ ምልከቶም ኬመሓይሹ።

+49 (0)69 798 12485
start-ins-deutsche@uni-frankfurt.de
www.uni-frankfurt.de
Get Directions

Leave a Comment

Cancel reply

You must be logged in to post a comment.

Listings

    Monday 16:00 – 18:00

    Tuesday 16:00 – 18:00

    Wednesday 16:00 – 18:00

    Thursday 14:00 – 18:00

    Friday 16:00 – 18:00

    Neuste Einträge

      Listings

        Ubuntu Newcomer POrtal

        Im Infopool Network finden Flüchtlinge und Unterstützer Informationen zu Organisationen und Veranstaltung, die sich im weitesten Sinn mit der Hilfe für Geflüchtete beschäftigen. Alle Organisationen können Daten über sich selbst, attraktive Angebote zu ihren Leistungen oder über Events einstellen, die sie für Flüchtlinge durchführen.

        Förderer und Partner

        FRAP Agentur

        Adresse

        Projekt Moses e.V.
        Rehstraße 23c
        65933 Frankfurt am Main
        069-90029470 / 01633371854
        info@myubuntu.de

        Ressourcen

        • Info Pool

        Company

        • About Us
        • Institution und Organisationen
        • ትምህርቲ
        • ምኽሪ
        • ቤት-ጽሕፈት
        • ስሩዕ ፕሮግራማት
        • ቋንቋ
        Copyright Ubuntu Newcomer Portal(BETA) © 2025. All Rights Reserved
        • Facebook
        • Twitter
        • Instagram
        • Vimeo

        Login

        Lost your password?

        • enEnglish
        • deDeutsch
        • amAmharic
        • tiTigrinya
        • arالعربية
        • faفارسی
        Privacy & Cookies: This site uses cookies. By continuing to use this website, you agree to their use.
        To find out more, including how to control cookies, see here: Cookie Policy